ምኽሪ ብዛዕባ ሓገዝ ክራይ ገዛ (Beratung vor Ort“: Hilfe bei Mietfragen)
ዝኾነ ይኹን ኣብ ክራይ ገዛ ዝነብር ሰብ፡ ብዛዕባ ሕግታትን መሰላትን ክራይ ገዛ እኹል ኣፍልጦ ክህልዎ ይኽእል ‚ዩ። ኣብ እትነበርሉ ቤት ብዛዕባ ዘጋጥሙ ጸገማትን ወሰኽ ክራይ ገዛን ካልእን ኣብ ህይወት ከገድሱ ዝኽእሉ ሕቶታት ብምቕራብ ምኽሪ ክተክብ ትኽእል ኢኻ።
ከም ኣብነት ኣብቲ እትነብረሉ ግዛ ክራይ ወያፓርትመንት፡ ምፍርራህ ምስ ዘጋጥመካ፡ ብዛዕባ ሕጋዊ መሰላትካን ከተቕርቦም እትኽእል መከላኸሊታትን ምኽሪ ክትሓትት ትኻል ኢኻ።
። ኣብ ፍራንክፈርትን ከብቢኣን ናይ ክራይ ገዛ ወሰኽ ወይ ናይ ስራሕ ወጻኢታት ዝገልጽ ጸብጻባት ከምኡውን ኣብ ፍራንክፈርት ንዝቐርብ ካልእ ናይ ሓገዝ ኣጋጣሚታት ማእከላይ ክኸውን ይኽእል ኢዩ። ይኹን እምበር ኣብዚ ኣገልግሎት ምኽሪ ምሕታት ይከኣል ‚ዩ።
ንተወሳኺ ሓበሬታን ምዝገባን ኣብ ቤት ጽሕፈት ዕቝባ ተኻረይቲ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኣድራሻ ምዉካስ ይከኣል ።
ኣብዚ ምኽሪ ኣብ እትሓተሉ እዋን ንእዋናዊ ኩነታት ኮረና ኣብ ግምት ከነእቱ ንግደድ ኢና።
ሓፈሻዊ ትሕዝቶን ኣገልግሎትን ኣብ ዌብሳይትና ምክትታል ይከኣል ‚ዩ።
Kontaktdaten
Ansprechpartner für diese Veranstaltung
Amt für Wohnungswesen – Stabstelle Mieterschutz
Telefonnummer:
(069) 212 – 37777
mieterschutz.amt64@stadt-frankfurt.de
Du musst angemeldet sein, um einen Kommentar abzugeben.